ብሩዋንዳ ዝድገፉ ደባይ ተዋጋእቲ ኤም-23፡ ንዓባይ ርእሰ-ከተማ ጎማ ድሕሪ ምቍጽጻሮም ሎሚ ዓርቢ፡ ካልእ ዓባይ ከተማ ንምሓዝ ይግስግሱ ምህላዎም ኣገልግሎት ዜና ፈረንሳይ ኣስፊሩ። ኣዛዚ እቲ ኣሃዱ ክሳብ ኪንሻሳ ክቕጽሉ ምዃኖም ኣብ ቀረባ እዋን ኣመልኪቱ’ዩ። እታ ካብ ማዕድናት ኮንጎ ዓቢ ረብሓን ምዝመዛን ትገብር ...
ረቡዕ ምሸት ወታሃደራዊት ሀሊክፕተርን ንብረት መንገዲ ኣየር ኣመሪካን ዝዀና ነፈርቲ ኣብ ከባቢ ማዕርፎ ነፈርቲ ሬጋን ድሕሪ ምግጫወን፡ ድሕሪ’ቲ ሓደጋ ብህይወት ዝወጽአ ክህሉ ከም ዘይክእል ሓሙስ ...
“ጀበና” ዝተሰምየ ንመጻምድቲ ብመንገዲ ኢንተርነት ንምርኻብ ዝዓለመ መትግበሪ ኣፕ፡ ዛጊት ልዕሊ 800-ሽሕ መጻምድቲ ኣራኺቡ ከም ዘሎ’ዩ ሓደ ካብቶም መሰረትቲን ዋና ኣካይዲ ስራሕን ዝዀነ ሄኖክ ...
ረቡዕ ምሸት ወታሃደራዊት ሀሊክፕተርን ንብረት መንገዲ ኣየር ኣመሪካን ዝዀና ነፈርቲ ኣብ ከባቢ ማዕርፎ ነፈርቲ ሬጋን ድሕሪ ምግጫወን፡ ድሕሪ’ቲ ሓደጋ ብህይወት ዝወጽአ ክህሉ ከም ዘይክእል ሓሙስ ...
ምምሕዳር ትራምፕ ብመስረት'ቲ ቀዳምነት ንኣመሪካ ዝብል ፖሊሲኡ ዳርጋ ንኩሎም ንወጻኢ ሃገራት ዝወሃቡ ናይ ልምዓት ሓገዛት ን'ሰለሰተ ኣዋርሕ ደው ክብል ኣዚዙ። እዚ ስጉምቲ ኣብ ዙርያ ዓለም ንህይወት ...
ህይወት ብሚልዮናት ዝቑጸሩ ነበርቲ ኣመዛቢሉ ዘሎ ግጭት ሰሜን ኪቩ ደሞክራሲያዊት ርፓብሊክ ኮንጎ ኣብ ዝቐጸለሉ መራሕቲ ሃገራት ደምበ ምብራቕ ኣፍሪቃ ንምህዳእ እቲ ጎንጺ ዘትዮም። ብፕረዚደንት ኬንያ ዊልያም ሩቶ ተመሪሑ፡ ብመንገዲ ማንዛ፡ ረቡዕ ኣማስያኡ ኣብ ዝተኻየደ ፕረዚደንታት ሶማልያ፡ ቡሩንዲ፡ ታንዛኒያ፡ ደቡብ ...
ሰበ-ስልጣን ምምሕዳር ፑንትላንድ፡ ወግዓዊ መንበሪ ፍቓድ ኣብ ልዕሊ ዘይብሎም ዜጋታት ካልእ ሃገራት ብዝገብሩዎ ዘለዉ ጃምላዊ ማእሰርቲ፡ ሎሚ ሓሙስ ንኣስታት 500 ኢትዮጵያውን ናብ ሃገሮም ኣፋንዮም። እቶም ኣብ ቦሳሶ ዝተባህለት ከተማ ተገፊፎም ዝተኣኻኸቡ ዜጋታት ኣብ ዓበይቲ መካይን ተጻዒኖምን ተኣሲሮምን’ዮም ...
ብጎረቤት ሃገር ሩዋንዳ ከም ዝድገፉ ዝግለጽ ደባይ ተዋጋእቲ ኤም-23 ንርእሰ-ከተማ ሰሜን ኪቩ ዝዀነት ጎማ ድሕሪ ምቍጽጻሮም፡ ንዓቢ ሰብኣዊ ቅልውላውን ተኽእሎታት ዞባዊ ጎንጺን ይመርሕ ኣሎ። ገስጋስ ...
ማርኮ ሩብዮ ሚንስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ኮይኑ ቃለ-ማሕላ ድሕሪ ምፍጻሙ ኣብ ልዕሊ ቻይና ተሪር መርገጺ ብምሓዝ ኣብቲ ምስ ወጻኢ ሃገራት ዝህልው ርክብ ረብሓታት ኣመሪካ ንምስጓም ቃል ይእቶ-እምበር ንኣፍሪቃ ብዝምልከት ግን ዝገለጾ ንጹር ፖሊሲ የለን። ፕረዚደንት ደቡብ ኣፍሪቃ ራማፎዛ ግን ኣብ ትሕቲ ሓድሽ ምምሕዳ ...
The White House announced late Sunday the United States was backing off a series of retaliatory measures levied against ...
ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ዝወሃብ ናይ ምልክት ቋንቋ፡ ካብ ቀረባ እዋን ሓደስቲ ተመሃሮ ብምስኣኑ፣ ኣብ ስልጠና ዕንቅፋት ምፍጣሩ እቲ ትካል ኣፍሊጡ። ድምፂ ኣመሪካ ዘዘራረቦም ሰብ ሞያ ብወገኖም፡ ...
እቲ ንኣሽሓት ዜጋታት ብጃምላ ዝሓፈሰ መስርሕ ምእሳር ኣብ ክልል ኣምሓራ ሎሚ ሰኑይ ራብዓይ ወርሑ መሊኡ ዝበለ ዓለምለኸ ትካል ተሓላቒ መሰላት ኣምንስቲ ኢንተርናሽናል፡ እቲ ስጉምቲ ብህጹጽ ደው ...