ዓርቢ ምሸት ካብ ማዕርፎ ነፍርቲ ፊልደልፊያ ዝነቐለት ንእሽቶ ነፋሪት ድሕሪ ምውዳቓ፡ ኣብኣ ዝነበሩ ሽዱሽተ ሰባትን ኣብ መሬት ዝጸንሐን ካልእ ሰብን ሓዊሳ ብድምሩ ንሸውዓተ ሰብ ቀቲላ። ብዘይካ እቶም ...
ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ ኣብ መሪሕነት ጥሩፍ እላማዊ ጉጅለ ዳዕሽ ጨንፈር ሶማሊያ ብነፈርቲ ዝተሓገዝን ዕላማ ፈልዩ ዝሃርምን መጥቃዕቲ ክፍጸም ኣዚዙ። ትራምፕ ዝርዝር ናይቲ ዝካየድ መጥቃዕቲ ...
ረቡዕ ምሸት ወታሃደራዊት ሀሊክፕተርን ንብረት መንገዲ ኣየር ኣመሪካን ዝዀና ነፈርቲ ኣብ ከባቢ ማዕርፎ ነፈርቲ ሬጋን ድሕሪ ምግጫወን፡ ድሕሪ’ቲ ሓደጋ ብህይወት ዝወጽአ ክህሉ ከም ዘይክእል ሓሙስ ...
“ጀበና” ዝተሰምየ ንመጻምድቲ ብመንገዲ ኢንተርነት ንምርኻብ ዝዓለመ መትግበሪ ኣፕ፡ ዛጊት ልዕሊ 800-ሽሕ መጻምድቲ ኣራኺቡ ከም ዘሎ’ዩ ሓደ ካብቶም መሰረትቲን ዋና ኣካይዲ ስራሕን ዝዀነ ሄኖክ ...
ብሩዋንዳ ዝድገፉ ደባይ ተዋጋእቲ ኤም-23፡ ንዓባይ ርእሰ-ከተማ ጎማ ድሕሪ ምቍጽጻሮም ሎሚ ዓርቢ፡ ካልእ ዓባይ ከተማ ንምሓዝ ይግስግሱ ምህላዎም ኣገልግሎት ዜና ፈረንሳይ ኣስፊሩ። ኣዛዚ እቲ ኣሃዱ ክሳብ ኪንሻሳ ክቕጽሉ ምዃኖም ኣብ ቀረባ እዋን ኣመልኪቱ’ዩ። እታ ካብ ማዕድናት ኮንጎ ዓቢ ረብሓን ምዝመዛን ትገብር ...
ረቡዕ ምሸት ወታሃደራዊት ሀሊክፕተርን ንብረት መንገዲ ኣየር ኣመሪካን ዝዀና ነፈርቲ ኣብ ከባቢ ማዕርፎ ነፈርቲ ሬጋን ድሕሪ ምግጫወን፡ ድሕሪ’ቲ ሓደጋ ብህይወት ዝወጽአ ክህሉ ከም ዘይክእል ሓሙስ ...
ሰበ-ስልጣን ምምሕዳር ፑንትላንድ፡ ወግዓዊ መንበሪ ፍቓድ ኣብ ልዕሊ ዘይብሎም ዜጋታት ካልእ ሃገራት ብዝገብሩዎ ዘለዉ ጃምላዊ ማእሰርቲ፡ ሎሚ ሓሙስ ንኣስታት 500 ኢትዮጵያውን ናብ ሃገሮም ኣፋንዮም። እቶም ኣብ ቦሳሶ ዝተባህለት ከተማ ተገፊፎም ዝተኣኻኸቡ ዜጋታት ኣብ ዓበይቲ መካይን ተጻዒኖምን ተኣሲሮምን’ዮም ...
ብጎረቤት ሃገር ሩዋንዳ ከም ዝድገፉ ዝግለጽ ደባይ ተዋጋእቲ ኤም-23 ንርእሰ-ከተማ ሰሜን ኪቩ ዝዀነት ጎማ ድሕሪ ምቍጽጻሮም፡ ንዓቢ ሰብኣዊ ቅልውላውን ተኽእሎታት ዞባዊ ጎንጺን ይመርሕ ኣሎ። ገስጋስ ...
ህይወት ብሚልዮናት ዝቑጸሩ ነበርቲ ኣመዛቢሉ ዘሎ ግጭት ሰሜን ኪቩ ደሞክራሲያዊት ርፓብሊክ ኮንጎ ኣብ ዝቐጸለሉ መራሕቲ ሃገራት ደምበ ምብራቕ ኣፍሪቃ ንምህዳእ እቲ ጎንጺ ዘትዮም። ብፕረዚደንት ኬንያ ዊልያም ሩቶ ተመሪሑ፡ ብመንገዲ ማንዛ፡ ረቡዕ ኣማስያኡ ኣብ ዝተኻየደ ፕረዚደንታት ሶማልያ፡ ቡሩንዲ፡ ታንዛኒያ፡ ደቡብ ...
ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ዝወሃብ ናይ ምልክት ቋንቋ፡ ካብ ቀረባ እዋን ሓደስቲ ተመሃሮ ብምስኣኑ፣ ኣብ ስልጠና ዕንቅፋት ምፍጣሩ እቲ ትካል ኣፍሊጡ። ድምፂ ኣመሪካ ዘዘራረቦም ሰብ ሞያ ብወገኖም፡ ...
The White House announced late Sunday the United States was backing off a series of retaliatory measures levied against ...
እቲ ንኣሽሓት ዜጋታት ብጃምላ ዝሓፈሰ መስርሕ ምእሳር ኣብ ክልል ኣምሓራ ሎሚ ሰኑይ ራብዓይ ወርሑ መሊኡ ዝበለ ዓለምለኸ ትካል ተሓላቒ መሰላት ኣምንስቲ ኢንተርናሽናል፡ እቲ ስጉምቲ ብህጹጽ ደው ...