ቢሮ እቶት ከተማ ኣዲስ ኣበባ፡ 3.2 ቢሊዮን ብር ናይ ግብሪ ዕዳ ኣለዎም ንዝበሎም 62 ሰባት ካብ ሃገር ከይወፁ እገዳ መገሻ ከምዘንበረ ኣፍሊጡ። ድምፂ ኣመሪካ ዘዘራረቦም በዓል ሞያ ሕጊ ብወገኖም፣ ...
ሎሚ ዓርቢ ቻይና ብምምሕዳር ትራምፕ ዝተነብረላ ወሰኽ ቀረጽ ዝግበኦም ግብረ-መልሲ ክትህብ ምዃና ኣፍሊጣ ኣላ። ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ቻይና ኣብቲ ንጋዜጠኛታት ዝሃቦ መግለጺ፡ ምምሕዳር ዋሺንግተን ...
(IOM) ገሊጹ። እቲ ትካል መንነት ናይቶም ተጓዓዝቲ ዋላ እኳ እንተዘይገለጸ፡ እቲ መስመር ግን ናብ ማእከላይ ምብራቕ ንምስጋር ብዝፍትኑ ኢትዮጵያውያን ዝዝውተር ከም ምዃኑ መጠን፡ ዜጋታት ኢትዮጵያ ...
ካብ ፓሪስ ናብ ዓበይቲ ከተማታት ኤውሮጳ ከም በዓል ሎንዶንን ብራስለን ኣብ ዘራኽብ መደበር ባቡር፡ ዘይተተኰሰ ቦምባ ካልኣይ ኲናት ዓለም ድሕሪ ምርካቡ፡ ሎሚ ዓርቢ ነቲ ኣዝዩ ጽዑቕ መስመር ...
እዚ ርእይቶ ሓማስ ፕረ.ትራምፕ እቲ ጉጅለ ንዝተረፉ ጅሆ ተታሒዞም ዘለው እንተዘይፈቲሑ ከቢድ ዋጋ ክኸፍል'ዩ ምባሎም ድሕሪ ሓደ መዓልቲ እዩ። ንሶም ትሩዝ ሶሻል ኣብ ዝተባህለ ማሕበራዊ መራኸቢ ኣብ ...
ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት፡ ብሓይልታት ህጹጽ ውሃብ-ድጋፍ ዝምርሑ ጥምረት፡ ማንታ መንግስቲ ክምስርት ምስማምዑ፡ ንሱዳን መቓቒሉ ነቲ ዞባ ኣብ ዝኸፍአ ሕንፍሽፍሽ ከይመርሖ ዘለዎ ሻቕሎት ገሊጹ። ...
ሰሉስ ኣማስያኡ ንኽልቲኡ ባይቶ ኣመሪካ ኣጣሚሩ ፈላሚ መደረ ዘስምዐ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ፡ ብዓብላሊ ድምጺ ዝተዓወተ ምምሕዳሩ ሕልሚ ኣመሪካውያን ክምለሶ ምዃኑ ቃል ኣትዩ። ኣብቲ ብኣቆጻጽራ ...
ኣብ ኣዋሽ ፈንታሌ ናይ ክልል ዓፋር ኢትዮጵያ ካብ ወርሒ መስከረም ንደሓር ብተደጋጋሚ ብዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ መሬት ጉድኣት ዝበጽሖ ፋብሪካ ሽኮር ከሰም ስራሕ ደው ምባሉን ሰራሕተኛታቱ ንምፍናው ሓበሬታ ...
ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝሓለፈ ዓርቢ ናብ ወጻኢ ሃገራት ንሰደድ ሰሊጥ ዝጸዓና መካይን ብዘጋጠመ መጥቃዕቲ ሓደ መራሕ መኪና ሞይቱ፡ ሓደ ካልእ ቆሲሉ ካልኦት ብዝሒ ዘለዎም ድማ ምጭዋዮም ነቲ ኩነታት ...
(ሕሜቲ) ዝምርሑ ሓይልታት ህጹጽ ውሃብ-ድጋፍ ምስ ካልኦት ወገናት ብምሕባር መሰጋገሪ ሕገ-መንግስቲ ሱዳን ፈሪሞም። እቶም “ኪዳን ጥምረት ሱዳን፡" ብዝብል ስያም ኣብ ናይሮቢ ኣብ ቀረባ እዋን ...
ቅድሚ ኣስታት ሓሙሳ ዓመታት ኣብ ደቡብ ሱዳን ዝተረኽበ ኤክሰላ ዝተባህለ ዓይነት ቡን፡ ሎሚ ተቐባልነቱ እናዓበየ’ዩ ዝመጽእ ዘሎ። ንሓረስቶት ድማ መለሳ ኰይኑ፡ መጠናዊ ኣታዊ ንኽረኽቡ የኽእሎም። ምስ ...
ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ በበይኑ ቦታታት ብሰንኪ ዝካየድ ዘሎ ውግእን ምቍራጽ ሓገዛትን ተደማሚሩ ንለበዳ ሕማም ዓሶ የጋድዶ ከም ዘሎ ንሰብ-መዚ ጥዕና እቲ ክልል ብምጥቃስ ኣገልግሎት ዜና ፈረንሳ ሓቢሩ ...