ቢሮ እቶት ከተማ ኣዲስ ኣበባ፡ 3.2 ቢሊዮን ብር ናይ ግብሪ ዕዳ ኣለዎም ንዝበሎም 62 ሰባት ካብ ሃገር ከይወፁ እገዳ መገሻ ከምዘንበረ ኣፍሊጡ። ድምፂ ኣመሪካ ዘዘራረቦም በዓል ሞያ ሕጊ ብወገኖም፣ ...
ሎሚ ዓርቢ ቻይና ብምምሕዳር ትራምፕ ዝተነብረላ ወሰኽ ቀረጽ ዝግበኦም ግብረ-መልሲ ክትህብ ምዃና ኣፍሊጣ ኣላ። ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ቻይና ኣብቲ ንጋዜጠኛታት ዝሃቦ መግለጺ፡ ምምሕዳር ዋሺንግተን ...
(IOM) ገሊጹ። እቲ ትካል መንነት ናይቶም ተጓዓዝቲ ዋላ እኳ እንተዘይገለጸ፡ እቲ መስመር ግን ናብ ማእከላይ ምብራቕ ንምስጋር ብዝፍትኑ ኢትዮጵያውያን ዝዝውተር ከም ምዃኑ መጠን፡ ዜጋታት ኢትዮጵያ ...
ካብ ፓሪስ ናብ ዓበይቲ ከተማታት ኤውሮጳ ከም በዓል ሎንዶንን ብራስለን ኣብ ዘራኽብ መደበር ባቡር፡ ዘይተተኰሰ ቦምባ ካልኣይ ኲናት ዓለም ድሕሪ ምርካቡ፡ ሎሚ ዓርቢ ነቲ ኣዝዩ ጽዑቕ መስመር ...
President Donald Trump said Thursday that he was pausing until April 2 sweeping tariffs he recently imposed on Mexican ...
The memo says the goal is to return the agency to 2019 staffing levels of just under 400,000.
President Alassane Ouattara and his Ghanaian counterpart John Dramani Mahama called Wednesday on Mali, Burkina Faso and Niger ...
ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ኣብዚ ሰሙን’ዚ ኣብ ልዕሊ ካብ መክሲኮን ካናዳን ዝኣቱ ንብረት ናይ 25% ወሰኽ ግብሪ፣ ካብ ቻይና ድማ ናይ 20% ተግባራዊ ንምግባር ምድላዋት ይገብር ኣሎ። ካቶክቲን ክሪክ ኣብ ዝተባህለ ትካል መፍረ ኣልኮላዊ መስተ፡ ሰራሕተኛታት እቲ ትካል ከቃምሙን ጠራሙዝ መስተ ክሰርዑን ይርኣዩ። ራይ ...
ኣብ ልምምድ ዝነበራ ክልተ ነፈርቲ ኲናት ደቡብ ኮርያ፡ ፖቸን ኣብ ዝተባህለ ቦታ ኣብራርቲ ብጌጋ ሸሞንተ ቦምባታት ኣብ መንበሪ ከባቢ ድሕሪ ምድርባዮም ብውሑዱ 15 ሲቪላውያን ቆሲሎም። ክልተ ካብቶም ...
እዚ ርእይቶ ሓማስ ፕረ.ትራምፕ እቲ ጉጅለ ንዝተረፉ ጅሆ ተታሒዞም ዘለው እንተዘይፈቲሑ ከቢድ ዋጋ ክኸፍል'ዩ ምባሎም ድሕሪ ሓደ መዓልቲ እዩ። ንሶም ትሩዝ ሶሻል ኣብ ዝተባህለ ማሕበራዊ መራኸቢ ኣብ ...
ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት፡ ብሓይልታት ህጹጽ ውሃብ-ድጋፍ ዝምርሑ ጥምረት፡ ማንታ መንግስቲ ክምስርት ምስማምዑ፡ ንሱዳን መቓቒሉ ነቲ ዞባ ኣብ ዝኸፍአ ሕንፍሽፍሽ ከይመርሖ ዘለዎ ሻቕሎት ገሊጹ። ...
Some results have been hidden because they may be inaccessible to you
Show inaccessible results